Home
My Books
Browse ▾
Recommendations
Choice Awards
Genres
Giveaways
New Releases
Lists
Explore
News & Interviews
Loading...
Community ▾
Groups
Quotes
Ask the Author
People
Sign in
Join
Jump to ratings and reviews
Want to Read
Buy on Amazon
Rate this book
ንምዕራብ
Zekarias Kebraeb
0.00
0 ratings
0 reviews
Want to Read
Buy on Amazon
Rate this book
መንእሰያት ኤርትራ ውልቃዊ ሓርነት የብሎምን! ናትና ዝብልዎ ብኣእዳዎም ክጭብጥዎ ዝኽእሉ ዕድል ይኹን ብሩህ መጻኢ የብሎምን። ናይ ካልኣይ ደረጃ መልቀቒ ትምህርቶም፡ ሳዋ ኣብ ዝተባህለ ወተሃደራዊ መዓስከር ኣብ ግዱድ ዕስክርና ተጸሚዶም'ዮም ዝዛዝምዎ። ኣብ ዓመተ 2001 ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ዝዛዘመ መንኣሰይ ዘካርያስ ክብርኣብ፡ ካብ ግዱድ ዕስክርናን ግህሰት ሰብኣውነትን ንምንጋፍ ዝነበሮ ኣማራጺ፡ ናብ ኣህጉር ኤውሮጳ ምስዳድ እዩ ኔሩ። እንተኾነ ግን ጉዕዞ ስደቱ፡ ከም'ቲ ብንኡስ ኣእምርኡ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ዝገመቶ ቀሊል ኣይነበረን። ናብ ኤውሮጳ ንምብጻሕ፡ ንኣዋርሕ ብቓላት ክግለጽ ዘይክእል መከራን ስቓይን ተጻዊሩ ክሓልፍ ነይርዎ። ንኡስ ዘካርያስ ክብርኣብ፡ ነቲ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ብስፍሓቱ ቀዳማይ ዝኾነ ምድረበዳ ሰሃራ ከቋርጽ ኣብ ዝሃቀነሉ እዋን፡ ብብርቱዕ ጽምኢ ማይ ሂወቱ ካብ ምሕላፍ ንስክላ ብተኣምር ክድሕን ኪኢሉ። ኣብ'ቲ ንማእከላይ ባሕሪ ክሰግር ዝፈተነሉ ወቕቲ'ውን ብጥምየት፡ ብብርቱዕ ማዕበል፡ ንፋስን ዝናብን ተኸቢቡ ምስ ሞት ፊት ንፊት ተፋጢጡ፡ ንኻልኣይ ግዜ በታ መተካእታ ዘይብላ ህይወቱ ተፈቲኑ። ነዚ ኹሉ መስገደል ሰጊሩ ናብ'ታ ዝሓለማ ኣህጉር ኣውሮጳ ምስ ኣተወ፡ ኣብ ከተማ ሚላኖ ኣብ እዋን ክረምቲ ኣብ ጎደና ክድቅስ ተቐሲቡ። ኣብ ጀርመን ብምኽንያት እቲ ዘይሕጋዊ ዝተባህለ ስደቱ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተሓቢሱ። መዓስ እዚ ጥራይ፡ ድሕሪ ማእሰርቱ ናብ ሃገሩ ክጥረዝ'ውን ተወሰነ። ነዚ ኹሉ ሓሊፉ ከም'ቲ ዝብህጎ ውልቃዊ ሓርነቱ ጨቢጡ ንምንባር ኣብ ስዊዘርላንድን ጀርመንን ዝርከቡ መዓስከር ስደተኛታት ንዓመታት ከርፋሕ ናብራ ኣሕሊፉ። ነቶም በብእዋኑ ዝቕልቀሉ ዝነበሩ ዓበይትን ንኣሽቱን ጸገማት'ውን ከከም ኣመጻጽኦኦም ክገጥሞም ነይርዎ። እዛ ናይ ዓመታት ናይ ስደት ዝኽሪ ዝሓዘት መጽሓፍ እምበኣር መንእሰይ ዘካርያስ ክብርኣብ ብኸመይ ከምዝሰገሮን ዝመከቶን እትገልጽ ውልቃዊት፣ ግን ከኣ ንዛንታ ኣሽሓት ኤርትራውያን ክትውክል እትኽእል ሰነድ እያ።
326 pages, Paperback
Published April 13, 2022
Book details & editions
About the author
Zekarias Kebraeb
5 books
2 followers
Follow
Follow
Ratings
&
Reviews
What do
you
think?
Rate this book
Write a Review
Friends
&
Following
Create a free account
to discover what your friends think of this book!
Community Reviews
0.00
0 ratings
0 reviews
5 stars
0 (0%)
4 stars
0 (0%)
3 stars
0 (0%)
2 stars
0 (0%)
1 star
0 (0%)
Search review text
Filters
No one has reviewed this book yet.
Join the discussion
Add
a quote
Start
a discussion
Ask
a question
Can't find what you're looking for?
Get help and learn more about the design.
Help center